https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7019
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ናይ 2011ዓ/ም ኣብያተ ፅሕፈት ናይ 2ይ ዙር ግዝኢት ጨረታ ናይ ሃለቅቲ ንብረትን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 18, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 18, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን /TIN NO/ ኣብ ናይ ወርሒ ለካቲት ቫት ድክሌር ዝገበርሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

2 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል፤

3 ናይ ጨረታ መክብሪ ንፅሕፈት መሳርሒ 4000.00 ቅርሺ ፣ ንሕትመት 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ብ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

4 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን 2ይ ደብሪ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል።

5 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 03/08/2011ዓ/ም ሰዓት ክሳብ ዕለት 18/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት።

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344-403728 /403772ብምድዋል ምሕታት ይከኣል።