https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7017
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንመዛተይ ማእከላት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ክትዕድግ ስለዝደለየት፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2011 10:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ተጫረቲ ከማልኡዎም ዝግባእ ረቋሕታት

1 ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ

3 ናይ ዝኣተዎ ዋጋ 2% ሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል፤

3 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ 01/08/2011 ዓ/ም ክሳብ 07/08/2011ዓ/ም ይኸውን። ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት 2ይ ደብሪ ክፍሊ ፋይናንስን ምም/ርን ተጫረቲ ብኣካል ብምምፃእ ናይ ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ትክእሉ ኢኩም፡፡

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 07/08/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 10:00 ኮይኑ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 10:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውዎ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና 2ይ ደብሪ ክፍሊ ፋይናንስን ምም/ር ክክፈት እዩ፤

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።