https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7011
ሃፀይ ዮውሃንስ መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2011 ዓ/ም ካብ ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ /ትእምት/ ዝተረከበ ሓገዝ ባጀት ንኣይሲቲ /ICT/ መምሃሪ ዝውዕል DESKTOP COMPUTER ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ዝስዕብ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 5, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 5, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ቲን ናምበር ዘለዎ፤

2 ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገብሉ መረጋገፂ ዘቅርብን ናይ ቫት መወዳእታ ወርሓዊ ሪፖርትን ዝገበረ፤

3 ቫት ዝተመዝገቡ ክኸውን ኣለዎ፡፡

4 ጨረታ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 02/08/2011 ዓ/ም ጀሚሩ -05/09/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ፡

5 ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ 05/09/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ይኽፈት። እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዘተዳለወ ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ዝከኣል ምዃኑ፤

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ብረ 10000.00 ዘቅርብ

7 ሰነድ ጨረታ መሸጢ 50.00 ብር ካብ ምምሕዳር ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 12 ኣብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኹም ክትወስዱ ትኽእሉ ምኻንኩም ንሕብር።

8 ቤት ትምህርትና ዝሓሸ መማረፂ ተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-400030/0344-406078 /0344-411808 ምሕታት ይከኣል።