https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7007
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ ራ/ ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ንቤት ፅ/ት ጥዕናን ፋይናንስን ናይ መኪና ስፔር ግዝኢት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 4, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 4, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት 04/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00

2 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 04/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30