https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6994
መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕ/ስ/ማ ንብረት ዝኮነት ዘገልገለት ትሰርሕ ናይ ሽንት ቤት መጣጢት ታንከር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2011 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2011 11:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ነቲ መሸጣ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ መምርሒ ብር 50.00 ብምክፋል ምውሳድ ይከኣል፤፤

2 ናይ ጨረታ መከበሪ ውሕስና ብር 10000.00 ሽሕ ብር ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከተትሕዙ ይግባእ፡፡

3 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ካብ ዕለት 01/08/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 15/08/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡00  ብምውሳድ ኣብ ቤት ፅሕፈት ብሎክ ረ ገዛ ቁፅሪ 307 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝትገዝእሉ ዋጋ ብፖስታ ኣሺግኩም ክተእትው ይግባእ፡፡

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/08/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ድ.ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 1፡00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት፡፡

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415316 ምድዋል ይከኣል: