ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ናውትን ናይ መኪና ጎማን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 11:25 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 11:26 ደ/ሰዓት
መደብ:
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
/
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 01/08/2011ዓ/ም ክሳብ 03/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡25
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404161 ምድዋል ይከኣል፡