ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ሚኒ ላፕቶፕ፣ ላፕቶፕ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
መደብ:
ኮምፒተርን ተዛመድቲ
/
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን
/
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
/
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 01/08/2011ዓ/ም ክሳብ 07/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይክፈት ፡፡