https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6975
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዘገልገሉ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 4, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 4, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 01/08/2011ዓ/ም ክሳብ 04/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 04/08/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408714 ምድዋል ይከኣል፡