https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6970
ፕሮፌሽናል ጀነራል ሜካኒክስ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ ቀበሌ 06 ዝርከብ ጋራጁ ናይ ሓለዋ ካሜራ/security camera/ ከትክል ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብ ኤሌክትሪክን ኤሌክትሮኒክስ ዘለኩም ኣብቲ ዝተጠቀሰ ጋራጅ ናይ ሓለዋ ካሜራ / security camera /ንምትካል ልምዱ ዘለኩም ክትጫረቱ ትደልዩ ሰብ ሞያ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 5, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሚያዝያ 5, 2011 02:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ካብ ዕለት 30/07/2011ዓ/ም ክሳብ 05/08/2011/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዝገባ ዝፍፀመሉ፤

2 ምስዓሩ ዝተነገሮ በዓል ሞያ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ውዕሊ ይኣስር፤

3 ድሕሪ ውዕሊ ምእሳር ትካል ከቅርብሉ ዝግዛእ ማተሪያል ዝርዝር ብፅሑፍ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓለቲ ኣቀሪቡ ናብ ስራሕ ዝኣትው፤

 ኣድራሻና ጣብያ ኢንዱስትሪ ቀበሌ 06 ሰላም ቆርቆሮ ፋብረካ 50 ሜትሮ ውርድ ኢልካ ፊት ንፊት ራያ ማይ መከፋፈሊ