https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6953
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያን ዘሪሁን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 30/07/2011ዓ/ም ክሳብ 03/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 03/08/2011ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፀሪ 0344-419498 ምድዋል ይከኣል፡፡