https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6886
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ቤተ ፈተነ ዘድልዩ ናውቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 30, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 30, 2011 09:10 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 25/07/2011ዓ/ም ክሳብ 30/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 30/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡10 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-413232 ምድዋል ይከኣል፡፡