https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6850
ንኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወደዲሩ ክካረ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 24/07/2011ዓ/ም ክሳብ 26/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-413795 / 0914-758978 / 0910-385045 ምድዋል ይከኣል፡፡