https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6831
ዓ/ዓዲ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ናይ ሞርሳ ቀዋሚ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 10:01 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 23/07/2011ዓ/ም ክሳብ 25/07/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/07/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ0344-460323 0914-754360/0914-101910/0914-266906 ምድዋል ይከኣል፡፡