https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/680
ን 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንግልጋሎት ምርምር ዝዉዕሉ መሳርሒ ናዉቲ ሕርሻ ኣቁሑት ፣ላባራቶሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፋ እትደልዩ ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ማእከል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 3 ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 19, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ኣክሱም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • መደብ: ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል።

1 ተጫረቲ ንእትወዳደርሉ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋየናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ካብ 19 መስከረም 2008 ዓ/ም ክሳብ 4  ጥቅምቲ 2008 ዓ/ም  ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዘ ከእትዉ ዝክእሉ።

2 እቲ ጨረታ 4 ጥቅምቲ 2008 ዓ/ም  ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30  ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ  ወይንከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

3 ንዝበለፀ መምርሒ ተጫረቲ ምስ ሰነድ ጨረታ ሓቢሩ ስለ ዝሽየጥ  ምርኣይ ይከኣል

4 እቲ ማእከል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ  0347752274   ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።