https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6795
ኤጀንሲ ልምዓት ምርግጋፅ ምግቢ ውሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኤሌክትሮኒክስ ንፅገና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 24, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 25, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ካልኦት ፅገና/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 19/07/2011ዓ/ም ክሳብ 24/07/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 25/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-406363 ምድዋል ይከኣል