ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቀሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ንደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 06:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 08:00 ደ/ሰዓት
መደብ:
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
/
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 17/07/2011ዓ/ም ክሳብ 20/07/2011ዓ/ም ሰዓት 6፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/07/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ይክፈት፡፡