https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6759
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ አስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ኣብ ኮሌጅና እትርከብ ሚስቲብሽ መኪና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነፀግን ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 02:29 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ተሽከርካሪ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 18/07/2011ዓ/ም ክሳብ 20/07/2011ዓ/ም ሰዓት 2፡20

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/07/2011ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0347-730211 ምድዋል ይከኣል፡፡