https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6754
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምም/ር ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ንቤት ፅ/ት ር/ምም/ር ናይ መኪና መለዋወጢን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 02:29 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 17/07/2011ዓ/ም ክሳብ 19/07/2011ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/07/2011ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-416451 ምድዋል ይከኣል፡፡