https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6750
ማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔርን ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 17/07/2011ዓ/ም ክሳብ 19/07/201ዓ/ም ሰዓት 11፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0347-770388 ምድዋል ይከኣል፡፡