https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6735
ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅ/ት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ኮምፒተራት ካልኦት ኤሌክትሮኒክስ ንምፅጋን ናይ ኢድ ሞያ ብፕሮፎርማ ኣወዳደሪና ክነፀግን ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 10:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ካልኦት ፅገና/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 16/07/2011ዓ/ም ክሳብ 19/07/2011 ሰዓት 4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/07/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0342-406380 ምድዋል ይከኣል፡፡