https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6734
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዩ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ብርጅስቶን ጎማ ምስ ካላማደሪይኡ ብፕሮፎርማ ኣወዳደሪና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 16/07/2011ዓ/ም ክሳብ 19/07/2011 ሰዓት 3፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡  

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-410504 ምድዋል ይከኣል፡፡