https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6731
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ካብ ንዳ/ዳ/ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቀሑት ፕሮፎርማ ኣወዳደሪና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 16/07/2011ዓ/ም ክሳብ 18/07/2011 ሰዓት 9፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 18/07/2011ዓ/ም ሰዓት1 9፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-415291/5152 ምድዋል ይከኣል፡፡