https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6729
ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ፋ/ዕ/ንብረት ናይ ሕትመት ኣቀሑት ፕሮፎርማ ኣወዳደሪና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 16/07/2011ዓ/ም ክሳብ 18/07/2011 ሰዓት 11፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/07/2011ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ይክፈት፡፡  

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-402420 ምድዋል ይከኣል፡፡