https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6727
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅር ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ፕሮፎርማ ኣወዳደሪና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 04:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 16/07/2011ዓ/ም ክሳብ 19/07/2011 ሰዓት 4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡  

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-418556 ምድዋል ይከኣል፡፡