https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6724
ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ብናይ ፅሕፈት መሳርሒን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅርቦት ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይ ሰርቲፊኬት ቲን፣ቫት ዝተመዝገበን ናይ ለካቲት ዲክሌር ዝገበረ መከበሪ ጨረታ ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ብር 20000.00 ሽሕ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብር 8000.00 ሽሕ  ብዝኮነ ንግዲ ባንኪ ብሲፒኦ ዝተረጋፀ ቼክ ወይ ኩነታት ዘይተመስረተ ውሕስና ባንኪ ከቅርብ ዝክእል፤

2 ንሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል

3 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 17/07/2011ዓ/ም ክሳብ 02/08/2011ዓ/ም 9:00 ድ.ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 02/08/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ.ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት ኮይኑ ሰዓት 9:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ወከልቶም ይከውን :: እዙይ ከምዘሎ ኮይኑ ኣብ አዋን ምክፋት ጨረታ ኣብ ሳንዱቅ ዘኣተወ ፖስታ ከይተከፈተ ዝምለስ የለን::

4 ድሕሪ ሰዓራይ ምፍላጥ ኣብ 3ተ መዓልቲ ውዕሊ ዝኣስር ኮይኑ ንመሳርሒ ፅሕፈት ኣብ ውሽጢ 10 መዓልታት፣ ንኤሌክትሮኒክስ ድማ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልታት ጠቅሊሉ ኣታዊ ይገብር፡፡

5 እቲ ጨረታ ካብ ዝክፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን ን45 መዓልቲ ይከውን::

6 ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ዓደ ሓቂ ፊት ንፊት ቤት ትምህርቲ ካቶሊክ እንዳ ባ ገ/ሚካኤል ዝርከብ ህንፃ ኣብ 1ይ ደብሪ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ን/ምምሕዳርን እዩ::

7 እቲ ኤጀንሲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-402362 ምድዋል ይከኣል