https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6695
ይሓ ሪል እስቴት ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ጨንፈር መቀለ በዓል 6ተ ደብሪ ህንፃ መስትያታትን ቤትሮታትን ንምፅራይ ስለዝደለየ ህንፃ ናይ ምፅራይ ፍቃድ ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቋሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ በዚ ጨረታ እዚ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 21, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት መጋቢት 22, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/

1 ናይ ደገን ውሽጥን መስትያት ከፅሪ ዝክእል፤

2 ናይ ግብሪ መክፈሊ ቲን ዘለዎ፤

3 ህንፃ ናይ ምፅራይ ፍቃድን ሞያን ዘለዎ ስሩዕ ደረሰይ ከቅርብ ዝክእልን፤

4 ሰዓራይ ምዃኑ ምስትረጋገፀ ኣብ ውሽጢ 30 መዓልቲ ሰሪሑ ዘረክብ፤

5 ንመከበሪ ጨረታ 5 ሚኢታዊ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

6 እዚ ጨረታ ካብ መጋት 12/2011ዓ/ም ክሳብ 21/07/2011ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 11፡30 ድሕሪ ሰዓት ይዕፆ፡፡

7 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 22/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይከውን፡፡

8 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሓለወ እዩ፡፡

ኣድራሻ ክ/ከተማ ሓወልቲ ጎኒ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ይሓ ሲቲ ሰንተር ቁ 2

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404253/0914-727953 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡