https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6692
ኮሚሽን ስነ-ምግባር ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ዝውገዱ /ዘገልገሉ ንብረት/ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ጎማ ስፔር ፓርትን ቀወምቲ ንብረትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:10
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ተማሊኡ ብፖስታ ተዓጉ ተባሂሉ ኣብ ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 261 ካብ 12/07/2011ዓ/ም ክሳብ 20/07/2011 ዓ/ም

2 ዝተዳለወ ጨረታ ደኩመንት ካብ ኮሚሽን ቢሮ ቑፅሪ 261 ዕ/ፋ/ምም/ር ንብረት ዘይምለስ ብር 10.00 ከፊሎም ክወሰዱ ይኽእሉ

3 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ወይ ብጥረ ገንዘብ 1000.00ሽሕ ቅርሺ ኣብ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝኽእል::

4 እቲ ሰነድ ጨረታ ዕለት 20/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድ/ቐትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለውሉ ይክፈት፡፡

5 መቅረብቲ ባዕሎም እንተዘይተረኪቦም እቲ ኮሚሽን ናይ ምክፈፋት መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡

6 ጨረታ ሰዓራይ ምካ ምስተፈለጠኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ገንዘብ ኣታዊ ክገብሩ ኣለዎም፡፡

7 ብመሰረት ዝኣተውዎ ውዕሊ ኣብ ዝተብሃለ ግዜ እንተዘይፈፂሞም ተሓተትቲ ከምዘይኮንና ነፍልጥ፡፡

8 ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን20 መዓልቲ ይኸውን።

9 ተጫረትቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ገንዝብ ኣተዊ ምስገበሩ ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ጉልበትን እቲ ንብረት ከልዕሉ ዝግባእ ኮይኑ ግና ኣብ ዝተመደበሎም ግዜ እንተዘይኣልዒሎም በቢመዓልቱ 1/1000 ብር ካብቲ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ውዕሊ መከበሪ ዝከፍል ምካኑ ነፍልጥ፡፡

10 ኣብ ጨረታ ዘሸነፈ ተጫራቲ ውዕሊ ክኣስሩ ኣብ ዝተውሃም ግዜ ገደብ ውሽጢ ቀሪቦም ናይ ዘሸነፍዎ ንብረት 2 ሚኢታዊ ናይ ጨረታ ውዕሊ መከበሪ ዝከፍል ምኻኑ ነፍልጥ፡፡

20 ንተወሳኪ ሐበሬታ አብ ኮሚሽና ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ናይ ሓባር ህንፃ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቐፅሪ 261 ብኣካል ብምምፃእ ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-404417 ምሕታት ይካኣል::