https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6681
ዞባ ምዕ/ማእ/ቤት ፍርዲ ምድብ መጋባእያ ሑመራ ኣብ 2011ዓ/ም ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 17, 2011 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ሐመራ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 17, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 12/07/2011ዓ/ም ክሳብ 17/07/2011ዓ/ም ሰዓት 2፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-480028 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡