https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6668
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ናይ ቤት ፅሕፈት ማይን ማዕድንን ኢነርጂን ፕሮጀክት ዝኮነ ካረል ኣፕ ግሬዲንግ ማለት ምንዋሕ 680 ሜትር ካነል፣ 10 ሜትር ፎርል፣3 ሜትር ከቨር ፐላስት ፣1 ሜትር ሬቲንግ ዎርክ፣ ኣብ ጣብያ መኻን ቁሸት ዓጋመ ፍሉይ ቦታ ገረብ ኵሓ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ስራሕ ኮንስትራክሽን ማይ ካብ ዘለዎም ብፕሮፎርማ ምልክታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ስራሕቲ ማይ/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

1 ሰነድ ጫረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ ማይጨዉ ኣብ ጥቃ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝርከብ ኮንደሚኔም ቁፅሪ 2 ፋይናንስ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን መፂኡኩም ጨረታ ሰነድ ንክትወስዱ ንሕብር

2 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግድ ስራሕ ኮንስትራክሽን ማይ

3 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ መረዳእታ ደቀቅትን ኣናእተይን ትካላት መቅረባይነትን ዘቅርብ

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ናይ ወርሒ ለካቲት 2011 ዓ/ም ሒሳቡ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

5 መከበሪ ፕሮፎርማ ምልክታ 4000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም፤

6 ቴክኒካል መመዘኒ ሰነድ ዓሺጉ ዘየቅረበ ተጫራቲ ፋይናንሻል ሰነዱ ኣይክፈትን፤

7 እቲ ጨረታ ምልክታ 20/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ወኪላት ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት፤

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347-770419 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል