https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6654
ዞባ ምዕ/ማእ/ቤ ፍርዲ ምድብ መጋባእያ ሑመራ ኣብ 201 ዓ/ም ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድትን ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 11, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 16, 2011 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 16, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 11/07/2011 ዓ/ም ክሳብ 16/07/2011ዓ/ም ሰዓት 2፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 16/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-480028 ምድዋል ይከኣል፡፡