https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6641
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ባጃጅ ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 11, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 13, 2011 03:31 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 10/07/2011ዓ/ም ክሳብ 12/07/2011ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 13/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ0344-417910 ምድዋል ይከኣል፡፡