ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 10, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 11, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 11, 2011 10:01 ደ/ሰዓት
መደብ:
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
/
1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 11/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 10፡00
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-416727 ምድዋል ይከኣል፡፡