https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6600
ቤት ፅሕፈትና ጥምረት ኤች ኣይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ Registration Book ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 7, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት መጋቢት 15, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት መጋቢት 15, 2011 09:01 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

A2 Size በዝሒ 128- 150 ገፅ ዘለዎ (መዝገብ)

1 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ብምቅራብ ናይ መወዳደሪ ሰነድ ብምዉሳድ ክትወዳደሩ ከምትክእሉ ክንሕብር ንፈቱ

2 ተጫረቲ ትካላት ነቲ ኣቅሓ ዝወፀ ስፔስፊኬሽን ኣብ ቤት ፅሕፈትና ሴክ/ካሸር ክወስዱ አለዎም

3 ናይ 2010 ዓም ግብሪ ዝተከፈሎ ሕገዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ከቅርቡ አለዎም

4 ናይ ሰነድ ጨረታኦም ዋጋ ብሰምዒ ብዝትዓሸገ ኤንቨሎፕ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 14/03/2019 ኣፈ ቅድሚ ሰዓት እናመፃእኩም ከቅርብ ይክእል

5 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 24/03/2019 ኣፈ ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይድማ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 0344-415343/091-4750648