https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6590
ቢሮ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 7, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 9, 2011 03:31 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 09/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-404346/3663 ምድዋል ይከኣል፡፡