https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6589
ማሕበር ልምዓት ትግራይ 2ተ ኣብ ፅቡቅ ደረጃ ዝርከባ ሚኒባስ ብምክራይ ኣብ ምሳሕ ሰዓት ጥራሕ ግልጋሎት ሰርቪስ ንሰራሕተኛታት ንምሃብ ናይ ሓደ ዓመት ውዕሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 7, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 06/07/2011ዓ/ም ክሳብ 12/07/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 12/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-406944 ምድዋል ይከኣል፡፡