https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6586
ቢሮ ትልምን ፋይናነስን ካብ ናይ ዩኒሴፍ በጀት ንዳ/ዳ ምድላው ክትትልን መፅሓፍቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 7, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 10, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 10, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 06/07/2011ዓ/ም ክሳብ 10/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 10/07/2011 ዓ/ም ሰዓት9፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-415291/5152 ምድዋል ይከኣል፡፡