https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6574
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ላፕቶፕ ባትሪ Model No PA 3817u 1BRS ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 6, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 11, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 11, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 05/07/2011ዓ/ም ክሳብ 11/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 9፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡10 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411794/95 ምድዋል ይከኣል፡፡