https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6572
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣለማጣ ንቤት ፅ/ት ማዘጋጃ ከተማ ኣላማጣ ግልጋሎት ዝውዕል ፕላስቲክ ወንበር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 6, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 7, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መጋቢት 7, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 04/07/2011ዓ/ም ክሳብ 07/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 3፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0347-740003/0912-432038 ምድዋል ይከኣል፡፡