https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6564
ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት መስተ ማይ ከተማ ሸራሮ ነቲ ቤት ዕዮ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝ/ዩ ንብረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ናይ ማይ ቱቦታትን መገጣጠሚታትን ፣ ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ፣ ናይ ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑ ጀነሬተራት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • ቦታ:ሽራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ሙሉእ መረዳእታ ናይ 2010 ዓ/ም ግብሪ ከፊሎም ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ፣ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምካንኩምን፣ ናይ ወርሒ ጥሪ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ካልኦት ኣድለይቲ ሰነዳትን ቅዳሕ ክተምፅኡ ትክእሉ ፤

2 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ሸራሮ ከ/ዕ/ፋ/ምም/ንብ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ እናከፈልኩም ክትወስዱ ትክእሉ፤

3 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ንኤሌክትሮኒክስ 3000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ናይ ማይ ቱቦታትን መገጣጠሚታትን 15000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ፣ ናይ ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑ ጀነሬተራት፣ 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ከትሕዙ ኣለዎም፤

4 እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ 05/07/2011ዓ/ም ክሳብ 19/07/2011ዓ/ም ኣብ ኣየር ይፀንሕ፤

5 ጨረታ 19/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንግሆ ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ሸራሮ ይክፈት፤

6 ተጫረቲ ስዒሮም ተባሂሉ ካብ ዝተነገረሎም ዕለት ጀሚሮም ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል ክከውን ኣለዎ፤

7 እቲ ቤት ዕዮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

መተሓሳሰቢ- እቲ ዝምላእ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክከውን ኣለዎ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-500342//0914-278106/0901-272025 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤