https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6551
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ን/ሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ካብ IGBPP ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 6, 2011 09:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 6, 2011 10:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት04/07/2011ዓ/ም ክሳብ 06/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/07/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-415291 ምድዋል ይከኣል፡፡