https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6529
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምም/ር ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 5, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 6, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 03/07/2011ዓ/ም ክሳብ 05/07/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408757 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡