https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6527
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ንኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ፣ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ባንዴራን ናይ ሕትመት ናይ ኤክስተርናል ሃርድ ዲስክ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 5, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 6, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 03/07/2011ዓ/ም ክሳብ 05/07/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-406380 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡