https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/652
ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎተ ዝዉዕሉ ደንቢ ክዳን ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናዉቲ ፅሬት ፣ናዉቲ ማይ ፣ሕትመት ፣ናዉቲ ኤለክትሮኒክስን ፣ምግብን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 11, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 26, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ካፌን ሬስትራንትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::
  2. ቲን መፍለይ ቁፅሪን መቅረባይነትን ዘለዎን::
  3. ጨረታ መኽበሪ ብር 3000 ቅርሺ ብ ጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::
  4. ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል  ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር መፂእኩም ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ
  5. 2 %  ዊዝ ሆልዲንግ  ክኸፍል ዝክእል::
  6. ጨረታ ኣብአየር ዝፀንሐሉ እዋን ዕለት 05 /1/ 08 ዓ/ም  እስካብ 26 /01/ 08  ዓ/ም   አብ ዘሎ ናይስራሕ ሰዓት ይኸዉን::
  7. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 26 /01 / 08 ዓ/ም ሰዓት  5:30  እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ 11 /01/ 08  ዓ/ም  ሰዓት  8:30 ኣብ ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር ይኸዉን::
  8. ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::
  9. ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ  5  መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::
  10. እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::
  11. እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ::

መተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ  0348770023  ይደዉሉ::