https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6516
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2011 በጀት ዓመት ኣብ ቤት ፅሕፈቱ ንትርከብ ኒሳን D-22 መኪና ፓምፕ ግልጋሎት ንምርካብ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 5, 2011 09:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 5, 2011 10:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ተሽከርካሪ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 03/07/2011ዓ/ም ክሳብ 05/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30

2 አዚ ፕሮፎርማ ዕለት 05/07/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ይክፈት፡፡