https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6509
ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 4, 2011 04:15 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 4, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 02/07/2011ዓ/ም ክሳብ 04/07/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡15

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 04/07/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-401989 ምድዋል ይከኣል፡፡