https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6489
ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክርከብ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 2, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 2, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ29/06/2011ዓ/ም ክሳብ 02/07/2011 ሰዓት 3፡00 ቅ/ሰዓት

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 02/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-758978/0342-413795 ምድዋል ይከኣል፤