https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6468
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዋና ቤት ማዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ቶታል እስቴሽን ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 2, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 3, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት 02/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 11፡00

2 ፕሮፎርማ 03/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፤

ተወሳኪ ሓበሬታ 0342-408737/408501 ምድዋል ይከኣል፤