https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6454
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ፅቡቅ ዝርከባ ሚኒባስ ብምክራይ ምሳሕ ሰዓት ጥራሕ ግልጋሎት ሰርቪስ ንሰራሕተኛታት ዝህባ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንካረ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 5, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 5, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ 27/06/2011ዓ/ም ዕለት 05/07/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 5/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይክፈት፤

2 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-406944 ምሕታት ይከኣል፤