https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6426
ክ/ከተማ ሓድነት ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንቤት ማዘጋጃ ናይ ቢሮ ጠረጴዛ፣ ደረቅ ወንበር፣ ሸልፍ፣ ተሽከርካሪ ወንበር ብተወሳኪ ውን ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 2, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 2, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 27/06/2011ዓ/ም ክሳብ 02/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 02/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416284 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤