https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6415
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት ኣብ 2011ዓ/ም ንምምሃር ከምኡውን ንምምሕዳርዊ ስራሕ ኣገልግሎት ዝውዕል ናውቲታት 1ይ መሳርሒ ህንፃ፣ 2ይ መሳርሒ ኤሌክትሪክ፣ 3ይ መሳርሒ ኤሌክትሮኒከስ፣ 4ይመሳርሒ ፅሕፈት ፣ 5 ናውቲታት ኣውቶሞቲቭ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 16, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 16, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ፤

2 ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

3 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መቅረባይነት፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

4 ተወዳዳሪ ካብ ዕለት 01/07/2011ዓ/ም ክሳብ 16/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 12 ብምውሳድ ንክትወዳደሩ እናዓደምና ጨረታ ዝዕፀወሉ 16/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ እንትከውን ዝክፈተሉ ድማ  ኣብ ዕለት ሰዓት 9:30 ድሕሪ ቀትሪ ይከውን፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-454722/0344-454721 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤